Till innehåll på sidan

ሓበሬታ ብ ትግርኛ

ወኪል ሲቪላዊ ወዝቢታት ሽወደን ሲቪላዊ (Swedish Civil Contingencies Agency) ዝኾነ MSB ኣጋጣሚታት፡ ጽንኩር ኩነታት ከምኡ’ውን ሳዕቤናት ኲናት ኣብ ምክልኻልን ምምሕዳርን ይነጥፍ።

እኖሀ ዝተቶርገመ ሓበሬታ ሓላፍነት ናይ MSB ኣብቲ ናቱ ዓውዲ። ኣብ ልዕሊ ካልኦት ነገራት ድማ ንጽንኩር ኩነታትን ኲናትን ከም ውልቀሰብ ብኸመይ ከምትዳለዉ ዝያዳ ክትመሃሩ ክትክእሉ ኢኹም።

Senast granskad: 4 november 2022

Till toppen av sidan